News

Feature: Desperate Times: Students in Tigray region desert schools amid drought-induced hunger

In addition to forsaking their education due to the ongoing drought-induced hunger, students in Tigray are compelled to learn while seated on stones due to the lack of essential teaching materials, such as desks (Photo: Yechilla Abergele District Education Office) By Mihret G/kristos @MercyG_kirstos Addis Abeba – In the remote, small rural town of Freweyni, located 80 kilometers…

Share on:

ውፅኢት ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ተምሃሮ ትግራይ ዕላዊ ኾይኑ።

ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ሕማም ኮረናን ኲናትን ኣብ 2012 ዓ/ም ክፍተኑ ዝግበኦም ዝነበሩ ተምሃሮ ድሕሪ 4 ዓመት ካብ መስከረም 29 ክሳብ ጥቅምቲ 02/ 2016 ዓ/ም ብዝተረጋገአ መንገዲ ከምዝተፈተኑ ይፍለጥ። እቲ ውፅኢት ሎሚ 24 ጥቅምቲ 2016 ካብ ሳዓት 3:00 ናይ ምሸት ጀሚሩ ዝተለቐቐ እንትኸውን ተምሃሮ በዌብ ሳይት፡- eaes.et ወይ ቴሌግራም አድራሻ፡- @eaesbot ብምጥቃም ውፅኢቶም ክሪኡ ይኽእሉ እዮም።…

Share on:

New Summary Report: Examining Levels of Learning Loss, Trauma, and Resilience in Children, Parents, and Teachers in Tigray, Ethiopia – The Luminos Fund

The Luminos Fund commissioned an independent study to examine learning loss, trauma, and resilience among primary-school-aged children in Tigray, a region in northern Ethiopia, in the wake of COVID-19 school closures and two years of civil war. The study, led by Dr. Belay Hagos from the Institute for Education, Health, and Development (IEHD) in collaboration…

Share on:

Education is a Humanitarian Imperative for Children in Tigray, Ethiopia – Global Partnership for Education

On World Humanitarian Day, we turn our focus to the Tigray region of northern Ethiopia, where children have endured devastating consequences of conflict and the upheaval caused by COVID-19. A new independent study commissioned by the Luminos Fund reveals profound learning loss and trauma, reinforcing the urgent need to prioritize education as a humanitarian imperative. Conflict in…

Share on:

ሚኒስቴር ትምህርቲ ፈዴራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ሕገ መንግስታዊ ጥሕሰት ብቕልጡፍ ክእረም ንፅውዕ!

ሚኒስቴር ትምህርቲ ፈዴራል ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ሕገ መንግስታዊ ጥሕሰት ብቕልጡፍ ክእረም ንፅውዕ! መግለፂ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ዝርዝር ኣብያተ ትምህርቲ ዕላዊ እንትገብር ኣብ ዞባታት ምዕራብ፣ ሰሜን ምዕራብን ደቡብን ትግራይ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ናብ ክልል ኣምሓር ብምክላል ሕገ መንግስታዊ ጥሕሰት ፈፂሙ ኣሎ። እዚ ቤት ዕዮ መደበኛ ስርሑ ንጎኒ ገዲፉ…

Share on:

ኣብ ቤልጄም ዝርከብ “ተስፋይ association ” ዝተብሃሉ ዉዳበ ንሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ ከተማ ዓዲግራት ሓደ ነጥቢ ሰለስተ ሚልዮን ቅርሺ ሓገዝ ገንዘብ ሂቡ ::

ኣብ ቤልጄም ዝርከብ “ተስፋይ association ” ዝተብሃሉ ዉዳበ ንሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ ከተማ ዓዲግራት ሓደ ነጥቢ ሰለስተ ሚልዮን ቅርሺ ሓገዝ ገንዘብ ሂቡ :: ተወካሊ ናይቶም ድጋፍ ወሃብቲ ኣካላት ኣይተ ይርጋለም ሓዱሽ ከም ዝበልዎ እቲ ሓገዝ ገንዘብ ንመዐደጊ ወናብርን ናዉቲ ትምህርትን ዝዉዕል እዩ :: በቲ ሓገዝ ገንዘብ ድማ ቀደማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ምዉፃእ ወርቂ…በዓቲ ቀንዳዕሮን ጎልዓን ተጠቀምቲ…

Share on:

ኣባላት እድር ተወለድቲ ክልተ ኣውላዕሎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ከተማ ውቕሮን ከባቢኣን ንዝርከባ 5 ወረዳታት ንዝመሃሩ ተምሃሮ ብልዕሊ 600 ሽሕ ቅርሺ ዝግመት ወፃኢ ብምዕዳግ ናውቲ ትምህርቲ ሓገዝ ገይሮም።

ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ —– ኣባላት እድር ተወለድቲ ክልተ ኣውላዕሎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ከተማ ውቕሮን ከባቢኣን ንዝርከባ 5 ወረዳታት ንዝመሃሩ ተምሃሮ ብልዕሊ 600 ሽሕ ቅርሺ ዝግመት ወፃኢ ብምዕዳግ ናውቲ ትምህርቲ ሓገዝ ገይሮም። ——- ኣባላት እድር ተወለድቲ ክልተ ኣውላዕሎ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ሕፅረት ናውቲ ትምህርቲ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ዝተርፍ ተምሃራይ ንከይህልው፣ ኣብ ከተማ ውቕሮን…

Share on:
X