News

ኣብ ቤልጄም ዝርከብ “ተስፋይ association ” ዝተብሃሉ ዉዳበ ንሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ ከተማ ዓዲግራት ሓደ ነጥቢ ሰለስተ ሚልዮን ቅርሺ ሓገዝ ገንዘብ ሂቡ ::

ኣብ ቤልጄም ዝርከብ “ተስፋይ association ” ዝተብሃሉ ዉዳበ ንሰለስተ ኣብያተ ትምህርቲ ከተማ ዓዲግራት ሓደ ነጥቢ ሰለስተ ሚልዮን ቅርሺ ሓገዝ ገንዘብ…

ኣባላት እድር ተወለድቲ ክልተ ኣውላዕሎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ከተማ ውቕሮን ከባቢኣን ንዝርከባ 5 ወረዳታት ንዝመሃሩ ተምሃሮ ብልዕሊ 600 ሽሕ ቅርሺ ዝግመት ወፃኢ ብምዕዳግ ናውቲ ትምህርቲ ሓገዝ ገይሮም።

ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ —– ኣባላት እድር ተወለድቲ ክልተ ኣውላዕሎ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣብ ከተማ ውቕሮን ከባቢኣን ንዝርከባ 5 ወረዳታት…

X