ባንኪ ወጋገን ምኽባር መብል 25 ዓመት ምስረትኡ ምክንያት ብምግባር ንቢሮ ትምህርቲ ትግራይ 2,500,000 ብር ሓገዝ ኣበርኪቱ።

ባንኪ ወጋገን Wegagen Bank ምኽባር መብል 25 ዓመት ምስረትኡ ምክንያት ብምግባር ንቢሮ ትምህርቲ ትግራይ 2,500,000 ብር ሓገዝ ኣበርኪቱ።
እቲ ባንኪ ኣብ ልዕልኡ ብዝበፀሐ ፀለመ ብዙሕ ጉድኣት ዝበፀሖ እንትኸውን ተሎ ሓውዩ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትምህርቲ ትግራይ ካብዙይ ብዝበለፀ ኣብነታዊ ስራሕ ከምዝሰርሕ እምነተይ እዩ።
እዚ ጀሚርዎ ዘሎ ሰናይ ተበግሶ ብሹም ህፃናት ትግራይ እንዳ ኣመስገንኩ ንኣመራርሓን ሰብ ኣክስዮንን እዚ ባንኪ እውን እንኳዕ ንመበል 25 ዓመት ምስረታ ትካልኩም ኣብፀሐኩም ክብል ይፈቱ።
Share on:

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

X